ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጥርዓን ቴክኒካዊ ሓገዝቲ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ይቕፅል'ሎ


ፕረዝደንት መቐለ ዩኒቨርሲቲ ዶ/ር ክንድያ ገብረሂወት
ፕረዝደንት መቐለ ዩኒቨርሲቲ ዶ/ር ክንድያ ገብረሂወት

ኣብ መንጐ ሰራሕተኛታት ዩኒቨርሲቲ መቐለን ምምሕዳር እቲ ዩኒቨርሲቲ ዝተፈጠረ ውጥሪ ሕጂ'ውን ይቕፅል'ሎ።

እቶም ሰራሕተኛታት ወርሓዊ መሃያና ከይንወስድ ተኣጊድና ይብሉ።

ምምሕዳር እቲ ዩኒቨርሲቲ ድማ መሃይኡ ዝተኣገደ ሰራሕተኛ የለን፤ ኣብ ስራሕ ምንባሩ ንዘይተረጋገፀ ግና መሃይኡ ኣይከፈልናን ይብል።

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ አብዚ ምስማዕ ይኸአል።

ጥርዓን ቴክኒካዊ ሓገዝቲ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ይቕፅል'ሎ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:52 0:00

XS
SM
MD
LG