አዲስ አበባ —
ኣብ ክልላት ኦሮሚያን ኣምሓራን ተቓውሞ ሰልፍታት ካብ ዝጅምር ብሓፈሻ ኣብ ምሉእ እታ ሃገር ይካየድ ኣሎ ዝብሉዎ ናይ ዓፈና ስጉምቲ እናተጋደደ ከምዝመፀ ኣቶ ይልቃል ጌትነት ብተወሳኺ ሓቢሮም።ናይ ሰማያዊ ፓርቲ ኣባላትን ኣባላት ኣመራርሓን ሰማያዊ ፓርቲ እውን ግዳያት እዮም ኢሎም።
ብዛዕባ’ዚ ካብ መንግስቲ መብርሂ ንምርካብ ዝተገብረ ፈተነ ኣይሰለጠን ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይኽኣል።