ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ ሙሉእ ቀ/ሚ እዮም’ ይብሉ ሕገ-መንግስታዊ ሙሁር

U.S.Secretary of State Hillary Clinton talks with Ethiopia's Deputy Prime Minister
U.S.Secretary of State Hillary Clinton talks with Ethiopia's Deputy Prime Minister
ስልጣን ኣብ ኢትዮዽያ ናይ ትካላት‘ምበር ናይ ውልቀ-ሰባት ኣይኮነን ዝበሉ ኣቶ መኮነን ፍስሃ፣ኣብ‘ዚ ሕዚ እዋን ቀዳማይ ምንስትር ኢትዮዽያ መን‘ዩ? እንተይልና ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ‘ዮም ኢሎም።

ስለምንታይ ዳኣ‘ዩ ናብ ፓርላማ ከይዱ ክፀድቅ ዝግባእ? ንዝብል ሕቶ ኣቶ መኮንን ክምልሱ ከለው ’እዚ ንዓይ ፓርላሜንታዊ ስርዓት ዘበገሶ‘ምበር፣ኣቶ ሃይለማርያም ዛጊድ ቀ/ሚ ኮይኖም‘ለው ዝብል ገምጋም ኣለኒ’ ይብሉ።

ተዛማዲ

XS
SM
MD
LG