ቀ/ሚ መለስ ዜናዊ ኣብ ዳሕረዋይ መግለፂ ንፓርላማ ኢትዮዽያ ኣብ ዝሃብዎ ሪኢቶ፣ርክብ ህዝብታት ኢትዮዽያን ኤርትራን ስግር ኣጠቃቅማ ወደብ‘ዩ።ክልቲኦም ህዝብታት ኣሕዋትን ኣሓትን‘ዮም ከምዝበሉ ይዝከር። እዚ ኣገላልፃ‘ዚ ብክልቲኡ ወገን ክዝረበሉ ኣጋይሽ ዓዲምና ኣለና።ኣቶ ሃይላይ ሓድጉን ኣቶ ዮሃንስ ዘርኡን።
ኣብ ፍፃመታት'ውን የተኩሩ ኣጋይሽና
ተወሳኺ
-
23/05/2022
ዚምባብወ፤ ጸሓያዊ ጸዓት ኣብ ሕርሻ
-
23/05/2022
ዕዉትቲ ፕሮጀክት ቶታል ኤነርጂ ኤርትራ 2022