ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

`ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝህልወና ርክብ ካብ ወደብ ንላዕሊ`ዩ` ቀዳማይ ምንስተር መለስ


ንመግስቲ ኤርትራ ኣብ ዝኸሰስሉ እዋን፡ ንጅቡቲ ሓዊሱ ነቲ ኸባቢ ዘተራምስ ዘሎ ስርዓት፡ ኣብ ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ ፈንጂ ኸንቱግ ሓሲቡ ኔሩ ኢሎም

ኮምሽን ዶብ ዝወሰኖ ውሳነ ንቕበሎ ኢና ኣብ ኣፈጻጽምኡ ጥራሕ ንዘራረብ ኢና ንብል ዘለና ክብሉ`ውን ተዛሪቦም። “ዶብ ኣለና፡ ዓለም ለኸ ዶብ`ዩ፡ ነኽብሮ ኢና፡ ነገር ግን ብኽልቲኡ ወገን ዶባት ዘሎ ህዝቢ ሓደ`ዩ” ኢሎም። ኣተሓሒዞም ሓደ ወገን ናይቲ ሓደ ወገን ልምዓት ተጠቃሚ ክኸውን እንተዘይክኢሉ፡ ፋሕ ኢልና ተጠቀምቲ ክንከውን ኣይንኽእልን ኢና ኢሎም።

ንመግስቲ ኤርትራ ኣብ ዝኸሰስሉ እዋን፡ ንጅቡቲ ሓዊሱ ነቲ ኸባቢ ዘተራምስ ዘሎ ስርዓት፡ ኣብ ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ ፈንጂ ኸንቱግ ሓሲቡ ኔሩ ኢሎም።

ምስ ኤርትራ ምሕንጻጽ ዶብ ጥራይ ዘይኮነስ፡ ንቡር ምሕዝነት ንምፍጣር ብዝተፈላለየ መንገዲ ፈቲና፡ ካብ ኤርትራ ዝኾነ ይኹን ምላሽ ክንረክብ ኣይከኣልናን ኢሎም።

Recommended

XS
SM
MD
LG