ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

‘’መለስ ሰሓቒ፡ተፃዋቲ፡ተዛራባዪን ኬርና ፖለቲከኛን እዩ’’ኣቶ ስየ ኣብርሃ


Siye Abraha
Siye Abraha

ኣቶ ስየ ንቤተሰብ ኣቶ መለስ ዜናዊ ፅንዓት ተመኒዮምሎም

ካብ ንእስነቶም ካብ ዩኒቨርስቲ ጀሚሩ ምስ ኣቶ መለስ ዜናዊ ዕርክነት ዝነበሮም ኣብ እዋን ዕጥቓዊስ ቓልሲ ድማ ናይ ቓልሲ ብፃዮም ዝነበሩ ኣቶ ስየ ኣብርሃ ብሕልፈት ኣቶ መለስ ዜናዊ ዝተሰምዖም ስምዒትን ከመይ ከምዝዝክሩዎምን የድምፁ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:05:38 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG