ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ተመዛበልቲ መኾኒ “ንዓድና ክንምለስ”፣ ግዜያዊ ምምሕዳር ኣላማጣ “ንምምልስ ዝኸልከሎም የሎን”

ተመዛበልቲ መኾኒ “ንዓድና ክንምለስ”፣ ግዜያዊ ምምሕዳር ኣላማጣ “ንምምልስ ዝኸልከሎም የሎን”
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:01 0:00

ተመዛበልቲ መኾኒ “ንዓድና ክንምለስ”፣ ግዜያዊ ምምሕዳር ኣላማጣ “ንምምልስ ዝኸልከሎም የሎን”

ኣብ ከተማ መኾኒ ዝነብሩ፡ ፈለማ ካብ ኣላማጣ ዝተመዛበሉ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ነበርቲ፡ ስምምዕ ተጻብኦታት ፕሪቶሪያ ምሉእ ብምሉእ ክትግበርን ናብ መንበሪታቶም ክምለሱን ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ብቐዳም ኣካዪዶም። ተሰለፍቲ፡ ነቲ ሰልፊ ንምትዕንቓፍ ካብ ዕጡቓት ክልል ኣምሓራ ከም ዝተተኰሰሎም ክገልጹ እንከለዉ፡ ግዜያዊ ምምሕዳር ከተማ ኣላማጣ ግን ንምምላሶም ዝኸልከለ ኣካል የለን ይብል።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG