ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ሓረስቶት ዞባ መኾኒ ሰለማዊ ሰልፊ ይገብሩ
ኣብ ደቡብ ክልል ትግራይ ከተማ መኾኒ፡ "መሬትና ብሽም ኢንቨስትመንት ንዘየልምዑ ሰብ-ሃብቲ ይወሃብ ኣሎ" ብምባል ሓረስቶት ትማሊ ሰኑይ ሰልፊ ኣካይዶም።
እቶም ተሰለፍቲ “መንእሰያት ተወላዶ እቲ ከባቢ መሬት’ውን ክረኽቡ ስለ ዘይከኣሉ ንስደተን ካልእ ማሕበራዊ ሽግራትን ይቃልዑ ኣለዉ፡” ይብሉ።
ቅጥዒ