ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ተመረቕቲ ዩኒቨርስቲ መቐለ - ዝሓለፉዎ ኣይዝንግዑን፡ ንቕድሚት ግን ይጥምቱ


ተመረቕቲ ዩኒቨርስቲ መቐለ - ዝሓለፉዎ ኣይዝንግዑን፡ ንቕድሚት ግን ይጥምቱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:27 0:00

ዩኒቨርስቲ መቐለ ብቀዳም 8 ሕዳር 2016 ኣብ ዘካየዶ ስነስርዓት ምረቓ፡ ልዕሊ 2- ሽሕ ተመሃሮኡ ብቐዳማይ፡ ካልኣይን ሳልሳይን ዲግሪ ኣመሪቑ። እቶም ተመሃሮ ቅድሚ ሰለስተ ዓመታት ክምረቑ ትጽቢት ዝነበሮም’ዮም። ኲናትን ካልእ መሰናኽልን የሕሊፎም ኣብዚ ምብጻሖም ዝተሰምዖም ዝተደሓዋወሰ ስምዒት ኣካፊሎም ኣለዉ።

XS
SM
MD
LG