ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ተመረቕቲ ዩኒቨርስቲ መቐለ- ዝሓለፉዎ ኣይዝንግዑን፡ ንቕድሚት ግን ይጥምቱ
ዩኒቨርስቲ መቐለ ብቀዳም 8 ሕዳር 2016 ኣብ ዘካየዶ ስነስርዓት ምረቓ፡ ልዕሊ 2- ሽሕ ተመሃሮኡ ብቐዳማይ፡ ካልኣይን ሳልሳይን ዲግሪ ኣመሪቑ። እቶም ተመሃሮ ቅድሚ ሰለስተ ዓመታት ክምረቑ ትጽቢት ዝነበሮም’ዮም። ኲናትን ካልእ መሰናኽልን የሕሊፎም ኣብዚ ምብጻሖም ዝተሰምዖም ዝተደሓዋወሰ ስምዒት ኣካፊሎም ኣለዉ።
ቅጥዒ