ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዘወርቲ ታክሲ ከተማ መቐለ ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ ኣካይዶም


ዘወርቲ ታክሲ ከተማ መቐለ ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ ኣካይዶም
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:19 0:00

ዘወርቲ ታክሲ ከተማ መቐለ ክልል ትግራይ ሎሚ ዓርቢ ንሓሙሻይ መዓልቶም ስራሕ ጠጠው ናይ ምባል ኣድማ ቀፂሎም ውዒሎም። ጠለቦም ናህሪ ዋጋ ነዳዲ ምጉዳል ድጎማን ምስቲ ዝተሰለዓ ታሪፍ ዝመጣጠን ኣይኮነን ዝብል ዘቕረብዎ ሕቶ ምላሽ ምስኣኑ ክገልጹ ከለው ቤት ጽሕፈት መጉዓዝያ ክልል ትግራይ ድማ ሕቶኦም ብግቡእ ከየፍለጡ ስራሕ ደው ምባል ግጉይ ምዃኑ ይገልጽ።

XS
SM
MD
LG