ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ሰላማዊ ሰልፊ ተመሃሮ ዩኒቨርስቲ መቐለ ብኣባላት ጸጥታ ተበቲኑ፡ 10 ምእሳሮም ተመሃሮ ይሕብሩ
ኣቐዲሞም ብምኽንያት ኲናት ተደናጉዮም ዝፀንሑ’ሞ ሎሚ ዓመት’ውን ከም ዘይምረቑ ዝተነግሩ ተመሃሮ ዩኒቨርስቲ መቐለ ነቲ ትእዛዝ ብምቅዋም ሰላማዊ ሰልፊ ወጺኦም። እቲ ሰልፊ ብሓይሊታት ጸጥታ ከም ዝተበተነ ዝዛረቡ ተሰለፍቲ፡ 10 ካብ መንጎኦም’ውን ምእሳሮም ኣመልኪቶም። ፖሊስ ከተማ መቐለ ግን እቲ ሰልፊ ኣፍልጦ ከም ዘይተዋህቦ ይሕብር።
ቅጥዒ