ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መቐለ -- ንኸንቲባ ግዜያዊ ምምሕዳር ዝድግፍ ሰልፊ ተኻዪዱ፡ ተቓወምቲ ግን “ብምምሕዳር ዝተዳለወ ምጭብርባር’ዩ” ይብሉ


መቐለ -- ንኸንቲባ ግዜያዊ ምምሕዳር ዝድግፍ ሰልፊ ተኻዪዱ፡ ተቓወምቲ ግን “ብምምሕዳር ዝተዳለወ ምጭብርባር’ዩ” ይብሉ

ኣብ ክልተ ተመቓቒሎም ዘለዉ መሪሕነት ውድብ ህወሓት ንኸተማ መቐለ ዘመሓድራ ነናቶም ከንቲባ ድሕሪ ምሻሞምን ካብቲ ካልእ ወገን ብዝተፈጥረ ተቓውሞ፡ እታ ከተማ ብዘይ ከንቲና ንሓደ ወርሒ’ያ ጸኒሓ። ሎሚ ረቡዕ ንክልከላ ኣባላት ጸጥታ ፈንጢሶምን ኣቐዲሞን ዝተኣኻኸቡ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ተሰለፍቲ፡ ነቲ ብግዜዊ ምምሕዳር ዝተረቝሐ ኣመሓዳሪ ስራሑ ክጅምር ጸዊዖም። ብዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ ወገን ግን “እቲ ሰልፊ ብግዜያዊ ምምሕዳር ዝተወደበን፡ ሕንፍሽፍሽ ፈጢርካ ንምትእትታው ሰራዊት ፈደራል ንምጽዋዕን’ዩ፡” ክብል ኰኒኑ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG