ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መቐለ -- ንኸንቲባ ግዜያዊ ምምሕዳር ዝድግፍ ሰልፊ ተኻዪዱ፡ ተቓወምቲ ግን “ብምምሕዳር ዝተዳለወ ምጭብርባር’ዩ” ይብሉ

መቐለ -- ንኸንቲባ ግዜያዊ ምምሕዳር ዝድግፍ ሰልፊ ተኻዪዱ፡ ተቓወምቲ ግን “ብምምሕዳር ዝተዳለወ ምጭብርባር’ዩ” ይብሉ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:11 0:00

ሎሚ ረቡዕ ንክልከላ ኣባላት ጸጥታ ፈንጢሶምን ኣቐዲሞን ዝተኣኻኸቡ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ተሰለፍቲ፡ ነቲ ብግዜዊ ምምሕዳር ዝተረቝሐ ኣመሓዳሪ ስራሑ ክጅምር ጸዊዖም። ብዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ ወገን ግን “እቲ ሰልፊ ብግዜያዊ ምምሕዳር ዝተወደበን፡ ሕንፍሽፍሽ ፈጢርካ ንምትእትታው ሰራዊት ፈደራል ንምጽዋዕን’ዩ፡” ክብል ኰኒኑ።

XS
SM
MD
LG