ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክልል ትግራይ - መፍረ ደርሆ ዳግም ንምብርባር

 ክልል ትግራይ - መፍረ ደርሆ ዳግም ንምብርባር
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:23 0:00

መፍረ ደርሆ ዳግም ንምብርባር

ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ መቐለ መፍረ ደርሁ ንምትብባዕ ምርኢት ተኻዪዱ ነይሩ። ቅድሚ ኲናት ክልል ትግራይ ኣስታት 10-ሽሕ ኣፍረይቲ ደርሁ እኳ እንተነበሩ፡ ሎሚ ግን እቲ ዓውዲ ኣዝዩ ከም ዝተሃየ’ዮም ኣካየድቲ እቲ ምርኢት ዝገልጹ። እቲ ዝቐረበ ምርኢት እምበኣር ነቲ ጽላት ዳጋም ንምብርባር’ዩ።

This item is part of

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG