ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ስፍሓት ማህረምቲን ዘርፊን ኣብ መቐለ -- ድምር ውጽኢት በበይኑ ምኽንያታት
ብሕልፊ ድሕሪ ኲናት ኣብ ከተማ መቐለ ስርቂ፡ ማህረምቲን ዝርፍያን እናወሰኸ ምምጻኡ ጸብጻባት ፖሊስን መዛግብቲ ሕክምና የረድኡ። እቲ ገበናት እናዓበየ ምምጻኡ ዝገለጸ ቤት ጽሕፈት ፖሊስ መቐለ ብወገኑ፡ እቲ ተርእዮ ሓደ ካብቲ ሳዕቤናት ድሕሪ ኲናት ዝተፈጥረ ስነ-ልቦናዊ ሽግራት ምዃኑ ይገልጽ።
ቅጥዒ