መቐለ —
ብምትሕብባር ማሕበር "እኖታት ንእኖታት"፡ ማሕበር መናእሰይን ሰኣልቲን ኣብ ከተማ መቐለ፡ ንጽንዓትን ርህራሀን ኣደታት ዝገልጽ ስእላዊ ምርኢት ተኻዪዱ።
ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ናብቲ ምርኢት ብምኻድ ንኣተሓበርቲን ገለ ካብ ሰኣልቲን ኣዘራሪቡ 'ሎ።