ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ክልል ትግራይ -- ተመዛበልቲ ንቦታኦም ክምለሱ ዝፅውዕ ሰልፊ የካይዱ
ኣብ መቐለን ካልኦት ከተማታትን ክልል ትግራይ፡ ውሽጣውያን ተመዛበልቲ፡ “መንግስቲ ብዝኣተዎ መብፅዓ ክሳብ መወዳእታ ሰነ” ናብ ቦትኦም ክምለሱ ዝፅውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም። እቶም ተመዛበልቲ ምምላሶም ውሑስ ብዝዀነ መንገዲ ክፍፀም ክሓቱ እንከለዉ፡ ፕረዚደንት ግዜያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣቶ ጌታቸው ረዳ ድማ “እዚ ሰልፊ ናይ መወዳእታ ክኸውን’ዩ፡” ክብሉ ቃል ሂቦም።
ቅጥዒ