ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መቐለ፤ ክፍሊቶም ከም ዘቋረጸ ዝሕብሩ ጥሮተኛታት ሰላማዊ ሰልፊ የካይዱ

መቐለ፤ ክፍሊቶም ከም ዘቋረጸ ዝሕብሩ ጥሮተኛታት ሰላማዊ ሰልፊ የካይዱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:56 0:00

መቐለ፤ ክፍሊቶም ከም ዘቋረጸ ዝሕብሩ ጥሮተኛታት ሰላማዊ ሰልፊ የካይዱ

ኣብ ጊዜ ንእስነትና ዘዋህለልናዮ ክፍሊት ኣበል ጡረታ ንክልተ ዓመታት ዝኣክል ተኸልኪልና ብምባል ጡረተኛታት ኣብ ከተማ መቐለ ሎሚ ረቡዕ 7 ሰነ 2023 ሰልፊ ኣካይዶም።

ንሕቶ እቶም ጡረተኛታት ምላሽ ዝሃቡ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ጊዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ኣማኑኤል ኣሰፋ ሕቶ እቶም ጥሮተኛታት ንክምለስ ስምምዕነት ሰላም ብዝሓለወ መንገዲ ምምሕዳሮም ምስ መንግስቲ ፌዴራል ይዘራረበሉ ከምዘሎ ገሊፆም።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG