No media source currently available
እዚ ናይ ክልተ መዓልታት ዋዕላ ብትካል መፅናዕትታት ስነ ህዝቢ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ምስ ካልኦት ተሓጋገዝቱ ዝተሰናደአ እዩ። ላዕለዋይ ሓላፊ እቲ ትካል ዶክተር ክንፈ ኣብርሃ ዕላማ እቲ ዋዕላ ልማዳዊ ሜላታት ኣተኣላልያ ጐንፂ ምስ ስሩዕ ሕጊ ብኸመይ ተሳንዮም ከምዝኸዱ ንምዝታይን ልምዲ ንምልውዋጥን እዩ ኢሎም፡፡
ርእይቶታት ንምርኣይ
መውሃቢ ርእይቶ ኣብ ፈይስቡክ