ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሰለማዊ ሰልፊ መቐለ ብኣባላት ጸጥታ ይብተን፣ ማእሰርቲ ሓለፍቲ ውድባት የስዕብ


ሰለማዊ ሰልፊ መቐለ ብኣባላት ጸጥታ ይብተን፣ ማእሰርቲ ሓለፍቲ ውድባት የስዕብ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:12 0:00

ብሰለስተ ተቓወምቲ ውድባት ክልል ትግራይ ሎሚ ሓሙስ 7 መስከረም 2023 ኣብ ከተማ መቐለ ተመዲቡ ዝነበረ ሰለማዊ ሰልፊ ብኣባላት ጸጥታ እቲ ክልል ተበቲኑ፡ ማእሰርቲ ኣተሓባበርቲን እቲ ሰልፊን መራሕቲ ውድባትን ኣስዒቡ ኣሎ።

XS
SM
MD
LG