ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ከተማ መቐለ ዝተኣስሩ መሪሕነት 4 ውድባት ብዋሕስ ክፍትሑ ቤት ፍርዲ ወሲኑ


ኣብ ከተማ መቐለ ዝተኣስሩ መሪሕነት 4 ውድባት ብዋሕስ ክፍትሑ ቤት ፍርዲ ወሲኑ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:36 0:00

ትማሊ ሓሙስ 7 መስከረም 2023 ኣብ ከተማ መቐለ ዝተኻየደ ሰልፊ ስዒቡ ዝተኣሰሩ ሽዱሽተ ኣባላት መሪሕነት ናይ ኣርባዕተ ውድባት ፖለቲካ ሎሚ ዓርቢ ኣብቲ ከተማ ቤት ፍርዲ ቀዳማይ ወያነ መጋባእያ ቀሪቦም: ቤት ፍርዲ ድማ ብዋሕስ ክፍትሑ ወሲኑ። እቲ ቤት ፍርዲ ክፍትሑ ውሳነ እንተሕለፈ እዚ ፀብፃብ ክሳብ ዝተዋደደሉ ሰዓት እቶም ሰባት ከምዘይተፍሑ ተፈሊጡ'ሎ።

XS
SM
MD
LG