መቐለ —
ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ኵርናዕ ኣመሪካ ኣካል’ቲ ኣብ በበይኑ ከተማታትን ሃገራትን ንትምህርቲን ርክባትን ዝኽፈት ማእከላት’ዩ። ናጻ ኣገልግሎት ኢንተርነት፡ ንዝለዓለ ትምህርቲ ክቕጽሉ ዝደልዩ ዝወሃብ ምኽሪን ማእከል መራኸቢታትን ኰይኑ ከኣ የገልግል።
ቅጥዒ