ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ መቐለ ካብ ዝነተጐ መዋህለሊ ሕፃብ ጠንቂ ጥዕና ኮይኑ’ሎ


ፀገም ፅርየት ኣብ መቀለ
ፀገም ፅርየት ኣብ መቀለ
ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ከባቢያዊ ምምሕዳር ሓወልቲ እንዳ ገብርኤል ካብ ህንፃ ሓበራዊ ኣባይቲ ዝነተጐ መዋህለሊ ሽንትን ሕፃብን ኣብቲ ከባቢ ንኣርባዕተ ዓማውቲ ምሉእ ከቢድ ጥዕናዊ ፀገም ይፈጥር ምህላዉ ሕብረተሰብ እቲ ከባቢ ይጠርዕ’ሎ፡፡

ኣብቲ ከባቢ ዝርከቡ ወከልቲ ህዝቢ ብዛዕባ እቲ ፀገም ዝምልከቶም ሰበስልጣናት ክፈልጥዎ ብተደጋጋሚ ከምዝሓበሩሎም ገሊፆም፤ ኮይኑ ግና ዛጊድ ፍታሕ ከምዘይረኸቡ ይዛረቡ፡፡
XS
SM
MD
LG