ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጉዳይ ዲያስፖራ ዘሳልጥ መንግስታዊ ቤት ፅሕፈት ኣብ መቀለ ተኸፊቱ


ኣብ ትግራይ መዋእለ-ንዋይ ከዋፍሩ ዝመረፁ ሰብ-ሃብቲ፣ጉዳዮም ዘሳልጠሎም ቤት ፅሕፈት ብክልላዊ ምምሕዳር ትግራይ ከምዝተኸፍተ ሓላፊ‘ቲ ቢሮ ኣቶ ኣብራሃም ገ/መድህን ገሊፆም።

ኣቶ ኣብራሃም ምስ ቪኦኤ ኣብ ዘካየድዎ ቃለ-ምልልስ ከምዝገለፅዎ፣ዛጊድ ኣብ ትግራይ ልዕሊ ሚእቲ ዳያስፖራውያን፣ 3 ቢልዮን ቅርሺ ኣዋፊሮም ልዕሊ 22 ሽሕ ዕድል ስራሕ ፈጢሮም‘ለው ኢሎም።

XS
SM
MD
LG