ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣገልግሎት ክንክንን ሕክምናን ስኒ ኣብ መቐለ ተጀሚሩ


ኣብ ሆስፒታል መስከረም'ዩ ዝዋሃብ

ኢትዮዽያ ሒደት ሓካይም ስኒ ኣለውዋ።እቶም ዝርካቦም‘ውን እንተኾኑ ኣብ ኣዲስ ኣበባ‘ዮም ነቲ ኣገልግሎት ዝህቡ።ኣብ‘ዚ እዋን ግና ኣብ መቀለ ኣገልግሎት ሕክምናን ክንክንን ስኒ ዝልግስ ማእከል ንፈለማ ጊዜ ኣብ ትግራይ ተጣይሹ‘ሎ።ግርማይ ገብሩ ምስ ወናኒ ሆስፒታል መስከረም ዶ/ር ኪዳነ ስጢፋኖስ ተዘራሪቡ ንመደብ ጥዕና ዝቀረቦ ትሕዝቶ‘ሎ።

Recommended

XS
SM
MD
LG