ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“ኢትዮጵያ ካብ’ቲ ኣንጸላልዩዋ ዘሎ ሓደጋ ጥፍኣት ከድሕና ዝኽእል ሱር ነቀል ናይ ፖለቲካ ለውጢ’ዩ” መድረኽ


መድረክ
መድረክ

ኢትዮጵያ ካብ’ቲ ኣንጸላልዩዋ ዘሎ ሓደጋ ጥፍኣት ከድሕና ዝኽእል ሱር ነቀል ናይ ፖለቲካ ለውጢ’ዩ ኽብል ተቓዋሚ ጥምረት መድረኽ ኣተሓሳሲቡ።

እቲ ፍታሕ ክመጽእ ዝኽእል ድማ ገዛኢ ፓርቲ ምስ ዝምልከቶም ሓይልታት ፖለቲካ ብምምኻር’ዩ ይብል።

ሚንስትር ምኽልኻል እታ ሃገር ሲራጅ ፈጌሳ ንጋዜጠኛታት ውሽጢ ሃገር ኣብ ዝሃብዎ መግለጺ ህጹጽ ኣዋጅ ካብ ዝለዓል ንደሓር ኣብ ውሑዳት ከባቢታት እንተዘይኮይኑ ኣብ መብዛሕትኡ ከባቢታት ሰላምን ምርግጋእን ኣሎ ኢሉ ኔሩ እንተኾነ ደረጅ ይፈላለ እምበር ነፍሲ ወከፍ ኽልል ናይ ጸጥታ ስግኣት ኣሎ ኢሉ።

ብወገን ተቓዋሚ መድረኽ ዘሎ ስግኣት እንታይ ምኳኑ ድማ ሓላፊ ርክብ መድረኽ ኣቶ ሙላቱ ገመቹ ንድምጺ ኣሜሪካ ኣብ ዝሃብዎ መግለጺ፡ ብካድረታት ዝግበር ህዝቢ ንህዝቢ ናይ ምግጫው ስራሕ ኣብ ኢትዮጵያ ተራእዩ ዘይፈልጥ ሰይጣናዊ ተግባር`ዩ ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG