ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓያሎ ብሕታውያን መራኸቢታት ብዙሃን ኢትዮጵያ ይዕፀዋ

ሓያሎ ብሕታውያን መራኸቢታት ብዙሃን ኢትዮጵያ ይዕፀዋ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:39 0:00

ሓያሎ ብሕታውያን መራኸቢታት ብዙሃን ኢትዮጵያ ይዕፀዋ

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብርክት ዝበላ ናይ ውልቀ መራኸቢታት ብዙሃን ብሰንኪ ስእነት ፋይናንሳዊ ዓቕሚ ይዕፀዋ ከምዘለዋ ንድምፂ ኣመሪካ ርእይቶ ዝሃቡ ሰብሞያን ወነንቲን ገሊፆም።

ቤት ምኽሪ መራኸብቲ ሓፋሽ እታ ሃገር ብወገኑ ኣብቶም ዝሓለፉ ሒደት ዓመታት ብዙሓት ጋዜጣታት፡ መፅሔታትን መደበራት ቴሌቪዥንን ከም ዝተዓፀዋ ኣረዲኡ ኣሎ።

This item is part of

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG