ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራዊ ኣመሪካዊ ተዓዋቲ ማራቶን መብ ክፍለዝጊ ብዛዕባ ህቦብላ ሚልተን ታምፓ


ተዓዋቲ ማራቶን መብራህቶም ክፍለዝጊ(መብ)
ተዓዋቲ ማራቶን መብራህቶም ክፍለዝጊ(መብ)

ኣብ ከተማ ታምፓ ዝነብር ተዓዋቲ ማራቶን መብራህቶም ክፍለዝጊ(መብ)፡ህቦብላ ፍሎሪዳ ኣብ መገሻ ከሎ ከም ዘጋጠመ፡እንተኾነ ኣብ ስድራቤቱን ንብረቱን ዝወረደ ርኡይ ጉድኣት ከም ዘየለ ንድምጺ ኣመሪካ ተዛሪቡ።

በዓልቲ ቤቱ ዮርዳኖስ ኣስገዶም ምስ ክልተ ኣዋልድ ደቆም ክወጹ ደልዩ`ኳ እንተበረ ኣብ ታምፓ ዝዓበየት በዓልቲ ቤቱ ግን ዘድሊ ምቅርራብ ብምግባር ካብታ ከተማ ምውጻእ ከም ዘይተራእያ መብ ይጠቅስ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG