ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሪፖብሊካን ሰነተር ጆን ማኬን ኣብ መበል 81 ዓመት ዕድሚኦም ካብዛ ዓለም ተፈልዮም

ሪፖብሊካን ሰነተር ጆን ማኬን ኣብ መበል 81 ዓመት ዕድሚኦም ካብዛ ዓለም ተፈልዮም

ሰነተር ማኬን ንነዊሕ እዋም ብሕማም ናይ ኣእምሮ ካንሰር(brain cancer) ክሳቐዩ ድሕሪ ምጽናሕ ዝሓለፈ ሰሙን ክከታተልዎ ዝጸንሓ ህክምና ደው ምባሎም ምግላጹ ይዝከር።

ስነ ስርዓት ምፍናው ሬሳ ሰነተር ጆን ማኬን ረቡዕ ኣብ ክፍለ ግዝኣት ኣሪዞና፡ ሓሙስ ድማ ኣብ ፖኔክስ ከምዝካየድን ዓርቢ ድማ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ስነ ስርዓት ቀብሮም ከምዝፍጸም ተሓቢሩ’ሎ።

...

ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG