ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣቶ ዳዊት ገብረእግዛብሄር ናብ ከተማ ኣኽሱም ዘቕረቡዎ ፕሮጀክት የለን ይብሉ ምኽትል ከንቲባ ኣኽሱም


ኣቶ ዳዊት ገብረእግዚኣብሄር ዝተብሃሉ ብዓል ሃፍትን ገባሪ ሰናይን ብልዕሊ 50 ሚሊዮን ብር ኣብ ከተማ ኣኽሱም ንምስራሕ ዘቕረብዎ ፕሮጅከት ማእኸል መፅናዕትን ምርምርን ቋንቋ፣ባህሊ፣ታሪኽን የለን ኢሎም ምኽትል ከንቲባ ከተማ ኣኽሱም ኣቶ ካሕሳይ ግደይ።

ኣቶ ዳዊት መሬት ንምምራፅ በቲ ናይ ከተማ ምምሕዳር ዝተመደብ መሃንዲስ ሓዊሱ ምስ ኣርባዕተ ሓሙሽተ ሰባት ናብ ከተማ ኣኽሱም ተመላሊሰ ሓቲተ እንተበሉ እውን ኣቶ ኻሕሳይ ግደይ ግን ካብ ሓቂ ዝረሓቐ እዩ ኢሎም ኣለው።ዝርዝሩ ኣብዚ ይስምዑ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:14:10 0:00

XS
SM
MD
LG