ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቤት-ምኽሪ ከተማ መቐለ ንሽሞት ከንቲባ ኣፅዲቑ

ቤት-ምኽሪ ከተማ መቐለ ንሽሞት ከንቲባ ኣፅዲቑ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:13 0:00

ቤት-ምኽሪ ከተማ መቐለ ንሽሞት ከንቲባ ኣፅዲቑ

ብፕረዚደንት ግዜያዊ ምምሕዳር ኣይተ ጌታቸው ረዳ ካብ ሓዱሽ መዝነቶም ንዝተኣገዱ ከንቲባ ከተማ መቐለ፡ ቤት ምኽሪ እታ ከተማ ሎሚ ሓሙስ ኣብ ዝገበሮ ህፁፅ ጉባኤ ኣፅዲቑ። ኣይተ ጌታቸው፡ ኣብ ቀረባ እዋን ከንቲባ ኰይኖም ብቤት ምኽሪ ንዝተመርፁ ዶክተር ረዳኢ በርሀ፡ ንመምርሒታት ግዜያዊ ምምሕዳር ኣይክተልን ብምባል’ዮም ንስልጣኑ ተቓዊመሞ ነይሮም።

This item is part of

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG