ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሰራሕተኛታትን ተሓለቕቲ መሰላትን ንዓለምለኸ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ብሰልፊን ተቓውሞን ይዝክሩ


ሰራሕተኛታትን ተሓለቕቲ መሰላትን ንዓለምለኸ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ብሰልፊን ተቓውሞን ይዝክሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:00:46 0:00

People throw flowers and petals with names of the sunken KRI Nanggala-402 submarine crew members from the boat during a prayer at the sea near Labuhan Lalang, Bali, Indonesia. (Antara Foto)

ሰራሕተኛታትን ተሓለቕቲ መሰላትን ሎሚ ግንቦት 1 ንዝዝኸር ዓለምለኸ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ብስልፊን ተቓውሞን ዘኪሮም።

ብፍላይ ኣብ ዋና ከተማ ፊሊፒንስ ማኒላ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ዜጋታት’ታ ሃገር ዝተሳተፉ ኮይኖም ፕረዚደንት ሮድሪጋ ዱርተ ኣብ እዋን ወፍሪ ምርጫ ዝኣተውዎ ቃል ምጉዳል ሰፊሕ ዝርገሓ ንዘለዎ ሓጺር ናይ ስራሕ እዋን ከምዘይተግበርዎ ይኸሱ።

ዝበዝሓ ካብቲ ሰልፊን ተቓውሞን ዝተኻየደለን ሃገራት፡ መንግስታት ንትሑት ክፍሊት፡ ልዑል ሽቅለት አልቦነትን ጸቕጢ ናይ ንግዲ ማሕበራትን ከመዓራርዩ ጸዊዖም።

XS
SM
MD
LG