ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንደቡብ ሱዳን ዝኸውን ናይ መግቢ ረድኤት ብወደብ ምጽዋዕ ተጎዓዒዙ


File Photo
File Photo

ኤርትራ ወደብ ምፅዋዕ ንደቡብ ሱዳን ዝኸውን ናይ ምግቢ ረድኤት ንኽራገፍ ፈቒዳ።

ፕሮግራም መግቢ ዓለም ንናይ ኤርትራ ወደብ ንሓገዝ ምግቢ ክጥቀመሉ ካብ 2006 እዚ ንፈለማ ግዜ እዩ ኢሉ’ሎ።

1,100 ሜትሪክ ቶን ናይ ምግቢ ረድኤት ዝፀዓነት መርከብ ኣብ ወደብ ምፅዋዕ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሰነ ምስተራገፈት ናብ ደቡብ ሱዳን ተጎዓዒዙ’ሎ።

XS
SM
MD
LG