ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“ወደብ ባጽዕ፡ ዝተረሰዐት ዑንቊ ቀይሕ ባሕሪ”


“ወደብ ባጽዕ፡ ዝተረሰዐት ዑንቊ ቀይሕ ባሕሪ”
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:30 0:00

“ወደብ ባጽዕ፡ ዝተረሰዐት ዑንቊ ቀይሕ ባሕሪ’ያ ክብል ኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ ይገልጻ። ኣብ መጀመርያ ወርሒ ሓምለ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ንዝሓለፈ 20 ዓመታት ዝጸንሓ ኹነተ ኹናት ብኣዋጅ ስምምዕ ሰላምን ምሕዝነትን ምብቕዑ ስዒቡ፡ ዋላ’ዃ ትሕተ ቅርጺ ወደባዊት ከተማ ባጽዕ ነቲ ናይ ኹናት በሰላ ዘንጸባርቕ እንተኾነ እዛ ንናይ ዓለምና ዕሙር ናይ መራኽብ መተሓላለፊ አፍደገ ዝኾነት ወደብ ባጽዕ ዳግማይ ንበጻሕቲ ክፍቲ ኾይና’ላ።

XS
SM
MD
LG