ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መበል 50 ዓመት ዝኽሪ መቅተልቲ ተቓላሳይ ማርቲን ሉተር ኪንግ ተዘኪሩ


መበል 50 ዓመት ተቓላሳይ ሲቪላዊ መሰላትን ተሸላሚ ኖበል ሰላም ዶ/ር ማርቲን ሉተር ኪንግ ሶሉስ ኣብታ ሂወቱ ዝሓለፈትላ ከተማ መነፊስ ክፍለ ግዝኣት ተናሲ ገለ ኻብ ደቁን ዕዱማት ኣብ ዝተረኽብሉ ተዘኪሩ፡ንዓሌታዊ ማዕርነትን ኢኮኖሚያዊ ፍትሕን ጻዊዒት ቀሪቡ።


"ብጥይት ቀታላይ አቦና ስኢና ሓወቦና ብዘይተፈልጠ ምክንያት ኣብ መሓንበሲ ብምጥላቑ ስኢና ምክንያቱ ብዛዕባ ቲ ቅንጸላ ገለ ይፍለጥ ስለዝነበረ"ሕሳስ ልደ ጓል ማርቲን ሉተር ኪንግ በርኒስ ኪንግን


ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

መበል 50 ዓመት ዝኽሪ መቅተ ልቲ ተቓላሳይ ማርቲን ሉተር ኪንግ ተዘኺሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:36 0:00

XS
SM
MD
LG