ቀዳመይቲ ጓል ኣንስተይቲ ምንስቴር ብሪታኒያ ዝነበራ ማርጋሪት ታቸር ድሕሪ ነዊሕ ሕማም ብወቕዒ ስትሮክ ኣብ መበል 87 ዓመተን ዓሪፈን።
እዚ ከምዚ ኢሉ እናሃለወ ብሞት ናይ ቀደም ቀዳመይቲ ምንስቴር ኢንግሊዝ ማርጋሬት ታቸር ካብ ዓለም ናይ ሓዘን መግለፂ ይውሕዝ ኣሎ።
ናይ ዩናይትድ ስቴትስ ፕሬዝዳንት ባራክ ኦባማ ‘’ዓለም ዓባይ ተሓላቒት ነፃነትን’’ ሲና ኢሎም።
ፕሬዝድንት ሕብረት ኣውሮፓ ሆዜ ማኑዌል ባሮሶ ንናይ ኣዎሮፓ ምርግጋእ ዘበርከትኦ ኣስተዋፅኦ ኣዘኻኺሮም።
ናይ ፈረንሳይ ፕሬዝዳንት ዝነበሩ ቫለሪ ጊስካርድ ድ-እስተይን ታቸር ኩሉ ግዜ ንሃገረን ዘቐድማ ክብሉ ዘኪሮምወን።