ኒውዮርክ —
ትውልደ ኢትዮጵያዊ ከሻኒ መግቢ ማርከስ ሳሙኤልሰን ብቁልዕነቱ ኣዲኡ ብሕማም ቲቢ ምስሞታ ንሱን ሓፍቱን ብሽውደናውያን ስድራ ቤት ተወሲዱ ኣብ ሽወደን ዓብዩ። ኣብ እዋን ፕረዚደንት ኣመሪካ ባራክ ኦባማ ኣብ ዓበይቲ እንግዶት ሰበ-ስልጣን መግቢ ካብ ምድላው ሓሊፉ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ዝተፈላለየ ክፍለ-ዓለም 10-ኣብያተ መግቢ ይውንን።
ቅጥዒ