ዋዕላ ሕብረት አውሮጳ አብ ጉዳይ አፍሪቃዊያን ስደተኛታት (11-12 ህዳር,2015)
ማልታ፡ ዋዕላ ሕብረት አውሮጳ አብ ጉዳይ አፍሪቃዊያን ስደተኛታት

5
ቀዳማይ ሚኒስትር ብሪጣንያ ዴቪድ ካሜሮን አብ ዋዕላ ሕብረት አውሮጳ አብ ጉዳይ አፍሪቃዊያን ስደተኛታት-ማልታ

6
ቀዳማይ ሚኒስትር ማልታ ጆሴፍ ማስካት(ጸጋም) ምስ ፕረዝደንት ቤት-ምኽሪ አውሮጳ ዶናልድ ታስክ(የማን) አብ ዋዕላ ሕብረት አውሮጳ አብ ጉዳይ አፍሪቃዊያን ስደተኛታት -ማልታ

7
ቻንስለር ጀርመን አንጀላ መርከል አብ ዋዕላ ሕብረት አውሮጳ አብ ጉዳይ አፍሪቃዊያን ስደተኛታት-ማልታ

8
ቀዳማይ ሚኒስትር ቸኽ ቦሃስላቭ ሶቮታክ አብ ዋዕላ ሕብረት አውሮጳ አብ ጉዳይ አፍሪቃዊያን ስደተኛታት-ማልታ