ዋሽንግተን —
ምክትል ፕረዚደንት ማላዊ ሳውሎስ ቺለማ ብዘጋጠሞም ሓደጋ ነፋሪት ምሟቶም ፕረዚደንት’ታ ሃገር ኣፍሊጦም።
ነቶም 51 ዓመት ዝዕድሚኦም ምክትል ፕረዚደንትን ትሸዓተ ካልኦትን አሳፊራ ዝነበረት ወትሃደራዊ ነፋሪት አብ ሰሜናዊ ማላዊ ከተማ ሙዙዙ ምስ በጽሐት ብሰንኪ ሕማቅ ኩነታት ኣየር ክትዓልብ ስለዘይካኣለት፣ ናብ ዋና ከተማ ማላዊ ሊሎንግዌ ንክትምለስ ከምዝተገበረ’ውን እቲ ዜና ይሕብር።
በዓልቲ ቤት ፕረዚደንት ነበር'ውን ኣብ’ታ ነፋሪት ነይረን እየን። ኩሎም ተሳፈርቲ ድማ ከምዝሞቱ’ውን እቲ ዜና ይሕብር።
ቅጥዒ