ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኤርትራ ዝርጋሐ ሕማም ዓሶ ብ90 ሚእታዊት ምጉዳሉ ተሓቢሩ


አቶ ሰላም ምህረት ሓላፊ አሃዱ ምክልኻል ዓሶ
አቶ ሰላም ምህረት ሓላፊ አሃዱ ምክልኻል ዓሶ

ኣብ ኤርትራ ሕማም ዓሶ ካብ ጊዜ ናብ ጊዜ ለውጢ የርእይ ምህላው ብፍላይ ድሕሪ ኣብ 1998 ዓ.ም ዝተራእየ መጠነ ሰፊሕ ለበዳ፡ መልከፍትን ሞትን እቲ ሕማም ኣብ መላእ እታ ሃገር ብ90ሚእታዊት ከምዝነከየ ኣብ ኤርትራ ሓላፊ ምኽልኻል ዓሶ አቶ ሰላም ምሕረት ንድምጺ ኣሜሪካ ገሊጹ።

ብዛዕባ መጠንን ሕማም ዓሶን ዝምልከት ምስ አቶ ሰላም ምህረት ሓላፊ አሃዱ ምክልኻል ዓሶ ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ኤርትራ ዝርጋሓ ሕማም ዓሶ ብ90 ሚእታዊት ምጉዳሉ ተሓቢሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:08 0:00

XS
SM
MD
LG