ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝመጹ ተሳተፍቲ ፕሮግራም መንእሰያት ኣፍሪቃውያን መራሕቲ


ክብሮም አረጋዊ(ጸጋም) ቤትልሄም እምባዬ(የማን)
ክብሮም አረጋዊ(ጸጋም) ቤትልሄም እምባዬ(የማን)

ብእንግሊዝኛ ምሕጻረ-ቃል `ያሊ` ተባሂሉ ዝጽዋዕ ፡በብዓመቱ ዝካየድ ብፕረሲደንት ባራክ ኦባማ ዝተበገሰ ፕሮግራም መንእሰያት ኣፍሪቃ ኣብ`ዚ ቕንያት`ዚ ክካየድ ቀኒዩ`ሎ።

ተሳተፍቲ ኣብ`ዝተፈላለያ ትካላት ትምህርትን መጽናዕትታትን ኣመሪካ ብምዝውዋር ተመክሮታት ቀሲሞምን ናብ ሃገራቶም ምስ ተመልሱ ክገብርዎ ዝኽእሉን ንማሕበረሰቦም ክጠቅም ዝኽእልን ነገራት ተዓዚቦም ኣለዉ።

ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን መጺኦም ኣብ`ዚ ፕሮግራም`ዚ ዝሳተፉ ዘለዉ ክልተ መንእሰያት ምስ ቪኦኤ ዝገበርዎ ዕላል ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

ካብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝመጹ ተሳተፍቲ ፕሮግራም መንእሰያት ኣፍሪቃውያን መራሕቲ
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:08 0:00

XS
SM
MD
LG