ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣመሪካ ኣብ ኲናት ሰሜን ኪቩ ኢድ ንዘለዎም ሩዋንዳውያን ሰብ-መዚ ኣጊዳ


ተቃለስቲ ኤም -23
ተቃለስቲ ኤም -23

ክፍሊ ትረጀሪ ኣመሪካ፡ መንግስቲ ሩዋንዳ ኣብ ልዕሊ ኲናት ደሞክራሲያዊት ርፓብሊክ ኮንጎ ገይሩዎ ዝበሎ ምትእትታው ስዒቡ እገዳ ኣንቢሩ። ካብቲ ሚኒስትሪ ዝወጽአ መግለጺ ከም ዝሕብሮ፡ ኣብዚ ብኣመሪካ ተነቢሩ ዘሎ እገዳ ሚኒስተር ትረጀሪ ሩዋንዳን ስቴት ሚኒስተር ሚኒስትሪ ሃገራዊ ምውህሃድን እገዳ ተነቢሩዎም ኣሎ።

ላዕለዋይ መሪሕነት ልፍንታዊ ሓይሊ ኤም-23ን ፈለግ ኮንጎን ዝዀነ ላውራንስ ኪንግስተን’ውን እገዳ ተነቢሩዎ ኣሎ። መንግስቲ ኣመሪካ ብዘንበሮ እገዳ ኣብ ፈረንሳን እንግሊዝን ዝርከባ ክልተ ትካላት ኮንግስተን ተኣጊደን'ውን ኣለዋ።

ቅጥዒ

Recommended

XS
SM
MD
LG