ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ዓለም ብሰንኪ ጽንኩር ኩነታት ኣየር ኣብ ዝሓለፈ ፍርቂ ዘመን 2 ሚልዮን ሰባት ሞሟቶም ተገሊጹ

ኣብ ዓለም ብሰንኪ ጽንኩር ኩነታት ኣየር ኣብ ዝሓለፈ ፍርቂ ዘመን 2 ሚልዮን ሰባት ሞሟቶም ተገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:23 0:00

ኣብ ዓለም ብሰንኪ ጽንኩር ኩነታት ኣየር ኣብ ዝሓለፈ ፍርቂ ዘመን 2 ሚልዮን ሰባት ሞሟቶም ተገሊጹ

ኣብ ዝሓለፈ ፍርቂ ዘመን ኣብ መላእ ዓለም ብዘጋጠመ ፅንኩር ኩነታት ኣየርን ምስ ክሊማን ማይን ዝተተሓሓዙ ፍፃመታት ልዕሊ 2-ሚልዮን ሰባት ምሟቶምን ኣብ ቁጠባ ድማ ናይ 4.3 ትሪልዮን ዶላር ጉድኣት ምስዓቡን ንኩነታት ኣየር ዓለም ዝከታተል ትካል ሕቡራት ሃገራት ሎሚ ሰኑይ 22 ግንቦት 2023 ኣፍሊጡ።

እዚ ዘይፅቡቅ ፀብፃብ ብትካል ሜትሮሎጂ ዓለም ዝተገልፀ እቲ ትካል ሕቡራት ሃገራት ራብዓይ ጉባኤኡ ኣብ ዝጀምረሉ’ዩ። ኣብ መኽፈቲ'ቲ ኣኼባ ክሳብ 2027 ነዚ ፅንኩር ኩነታት ኣየር ንምምሕያሽ ዝያዳ ስራሕ ከም ዘድሊ ተሪር መልእኽቲ ተመሓላለፉ’ሎ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG