ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጉባኤ ለንደን ኣብ ጉዳይ ሶማል፡ ውጽኢቱ የካትዕ


ንቐንዲ ጉዳይ ሶማልያውያን ዘቐደመ ኣይነበረን ይብሉ ገሊኦም ተዓዘብቲ

ካብ ከተማ ለንደን ኣብ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ዝቐረቡ ኣቶ ዓብደራሕማን ሰይድን ኣቶ ኣለምሰገድ ኣባይን፡ ሽግር ሶማልያውያን ብግዳማዊ ምትእትታው ክፍታሕ የብሉን ዝብል እምነት ኣለዎም።

ናይ ጎረባብቲ ሃገራት ምትሕብባር ኣገዳሲ ምዃኑ`ውን ይመኽሩ፡

ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

ኣብዚኣ'ሞ

መገሻ ፕረ. ኢሰያስ ኣፈወርቂ ናብ ኢትዮጵያ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG