ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ለንደን: ብካራ ዝተሰነየ መጥቃዕቲ ተኻይዱ


ሓደ ሱማሊያዊ ኣብ ማእከላይ ለንደን ብካራ ንሓንቲ ሰበይቲ ዝቐተለሉን ንክልኦት ሓሙሽተ ድማ ዘቑሰለሉን ምስ ኣኽራርነትን ሽበራን ዝተኣሳሰረ ምዃኑ ሓበሬታ ኣይረኸብኩን ኢሉ ፖሊስ ለንደን።

እቲ መጥቓዕቲ ናይ ኣእምሮ ሕማም ዘበግሶ ክኸውን ይኽእል እዩ ይብል ፖሊስ።

ፖሊስ ንወዲ 19 ዓመት መንእሰይ ኣብ ጥቓ ዩኒቨርስቲ ለንደን ዝርከብ ኣደባባይ ራስል ከምዝሓዘ ተፈሊጡ’ሎ።

ሽሙ ብወግዒ ዘይተገለፀ ተጠርጣሪ ኣብ ውሽጢ ሆስፒታል ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ፖሊስ ይርከብ።

ህይወተን ዝሓለፈ ኣሜሪካዊት 60 ዝዕድምአን ምዃነን ፖሊስ ገሊፁ’ሎ።

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ ወርሒ ህልው ኩነታት ሰላም ኢትዮጵያ ከመይ ይግምገም

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG