ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኩርናዕ ስእሊ፡ ህይወት ኣብ ምብራቓዊ ከተማ ሞሱል

ጋዜጠኛ ድምጺ ኣሜርካ ካዋ ዑመር ንምብራቓዊ ክፋል ከተማ ሞሱል ዒራቕ ኣብ ዝበጽሓትሉ ጊዜ ዝተወስደ ስእልታት ኾይኑ ሰራዊት መንግስቲ ዒራቕ ንገዛእ ርእሱ እስላማዊ መንግስቲ ኢሉ ዝጽውዕ ጉጅለ ዝቆጻጸሮ ዝበዝሓ ክፋል እታ ከተማ ኣብ ዝተቆጻጸረሉ እዋን ዝተወሰደ'ዩ።

XS
SM
MD
LG