ኣካፍል
መሕተሚ
ኣብ የመንን ስዑድያን'ውን ቅልውላው ቀፂሉ'ሎ
ሊብያ ኣብ ምልእቲ'ታ ሃገር ቕፅበታዊ ምቑራፅ ተኹሲ ብምፍላጥ ምስ ተቃወምቲ ልዝብ ንምኽፋት ቕርብቲ ምኻና ኣፍሊጣ።እቲ ስጉምቲ ዝተሰምዐ ባይቶ ፀጥታ ሕ/ሃ እገዳ በረራ ቅድሚ ምትግባሩ ቅድሚ ሒደት ሰዓታት'ዩ።