ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ሊብያ ኸተማ ባንቓዚ፡ 45 ኤርትራውያን ዝርከብዎም ከባቢ 200 ኣፍሪቃውያን ተኣሲሮም ከምዘለዉ ተሓቢሩ


መብዛሕቲኦም፡ ሱዳናውያን፡ ናይጀራውያን፡ ሶማልያውያን፡ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን`ዮም

ካብቶም እሱራት ምስ ቪኦኤ ኣብ ዝገበርዎ ቃለ-መጠይቕ፡ ድሕሪ ምውዳቕ ጋዳፊ ዝተፈጥረ ኹነታት፡ ንመን ከምተመልክት ስለዘይፍለጥ፡ ህይወት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ሕማቕ ኣሎ ኢሎም።

ንምሉእ ትሕዝቶ ናብ ድምጺ ኺዱ፡

XS
SM
MD
LG