No media source currently available
ቁጽሪ ኣብ መዳጎኒ ማእከል ሊብያ ዝርከቡ ስደተኛታት ምጉዳሉ ሓደ ላዕለዋይ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ሊብያ ትማሊ ሶኑይ ንኣገልግሎት ዜና AFP ገሊጹ።